
ናይጀርያ ኣብ 10 ዓመት ናይ ፈለማ ሕሙም ኢቦላ ድሕሪ ምርካባ ኣፍሪቃ ‘ዝተሓላለኸ’ ለበዳ ይጽበያ
ኣቐዲሙ ኣብ’ዚ ዓመት ኣብ ዲኣርሲ ዝተበገሰ ለበዳ፣ ሕጂ፣ ናብ ምዕራብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ሰጊሩ’ሎ፣ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ድማ ስግኣታት ክለዓሉ ገይሩ’ሎ።
#sbsaudiopodcast
Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.

