
ኣሜሪካ ኣብ ኣርሲ ዝተፈጸመ ቅትለት ኮኒና መርመራ ክካየድ ጸዊዓ (ጸብጻባት)
ጸብጻባት ዜና (2 ሕዳር 2026) * ሓይልታት ምሕዝነት ንህልውና ሕጂ’ውን ኣብ ኢትዮጵያ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ከም ዝዕልሙ ገሊጾም፣ * ኣመሪካ ኣብ ኣርሲ ሃይማኖት መሰረት ብምግባር ዝተፈጸሙ ቅትለታት ኮኒና ምርመራ ክግበር ጸዊዓ፣ * ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብምክንያት’ቲ ብዘይ ፍርዲ ዝፍጸም ማእሰርቲ፡ ምስዋር ዜጋታትን ጉድለት ተሓታትነትን ዝጀመሮ ጸቕጢ ቀጺሉሉ፣ * ሱዳን ንግዝኣታ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ብምፍቃድ ኣማኢት ሰላማውያን ሰባት ክቐትሉ ወይ ክቖስሉ ገይራ ኢላ ንኢትዮጵያ ከሲሳ #sbsaudiopodcast
Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.

