
ኣድመጽቲ ንኣጀንዳ ትራምፕ ነጺጎሞ። ንሱ ግን ሕጂ ንሓደ ካብ እኽረርቲ ማጋ (MAGA) ሓለቓ ስታፍ ክኸውን ሰምይዎ
ፖለቲካዊ መርገጺ'ቲ ሓድሽ ተሰምዩ ዘሎ መራሒ ወይ ኣመሓዳሪ ቤተመንግስቲ ዋይት ሃውስ፡ ስቲፈን ሚለር፡ ዘመልክቶ፡ ድሕሪ ስዕረት ምርጫታት መፋርቕ ግዜ ስልጣን (midterm)፡ ትራምፕ፡ ኣካይድኡ ወይ ኣንፈቱ ክቕይር ዘይምዃኑ'ዩ። #sbsaudiopodcast
Audio and video play straight from the show's own hosting. PodSubs stores and serves no media.

