SBS Audio’s episodes
1,470 episodes of the shows SBS Audio hosts or works on, newest first. See the PodCred breakdown
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ኤስቢኤስ ትግርኛ (19 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-19
- ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ከይሰኣል ምሕጽንታ ቀሪቡሉ እንተነበረ'ኳ ንክብሪ ኣአንጋዲት ሃገር'የ ፈጺመዮ ይብል · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-19
- ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዶባት 'ተፋጢጦም' ከም ዘለዉ ንዘመልክት ሓበሬታ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ነጺጉዎ (ጸብጻባት ልኡኽና) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-19
- ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኤርትራ ንሕማም ዓይኒ ትራኮማ ካብ ሱሩ ምጥፋኣ ንመንግስቲን ህዝብን ኤርትራ ሞጒሱ። ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-17
- What are feral and invasive animals in Australia? - ኣብ ኣውስትራልያ መበቆላዊ ዘይኮኑ ኣራዊትን ወረርትን ዝበሃሉ እንስሳታት እንታይ እዮም፧ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-17
- "ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መጥቃዕቲ ንዝፍጽም ዝኾነ ይኹን ዉድብ ኢና ንቃወም ዘለና።" ዶ/ር ደስታ ገብረሃዋርያ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-17
- ሓሙሽተ ሃገራት ኤውሮጳ ሕቶ ዑቕባኦም ንዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ክሰጓ መደብ ከምዘለወን ኣፍሊጠን። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-16
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-16
- ዕለታዊ ዜና ትግርኛ SBS (16 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-16
- ሓይሊ ሰላም ትግራይ (TPF) ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት እንተጋጢሙ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-15
- ኣብ ጽባሕ ምቁራጽ ኣገልግሎት ማይክሮሶፍት ከመይ ኢሉ'ዩ ንኣውስትራልያውያን ሓደጋ ጸጥታ ሳይበር (Cybersecurity) ከጋጥሞም ዝኽእል፧ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-15
- "ህዝቢ'ዩ ቅድሚ ሃገር ዝስራዕ" ሳልሕ፡ "ሃገር እንተ ፈሪሳ ህዝቢ ክህሉ ኣይከኣልን'ዩ" ሃ/ሚካኤል (ሊንጎ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-12
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝት ትግርኛ (12 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-12
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (12 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-12
- ልኡኽ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ንጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ወጥሪ ኢትዮጲያን ኤርትራን ከህድእ ጻዕርታት ይገብር ኣሎ። · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-11
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (11 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-11
- What does Kumanjayi mean? Understanding Sorry Business - ኩማንጃይ እንታይ ማለት እዩ፧ ብዛዕባ ስርዓተ ሓዘን ደቀ'ባት-Sorry Business ምርዳእ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-11
- ብድሆታት መንእሰያት ኣፍሪቃን ንምሕጋዞም ዝውሰድ ዘሎ ስጉምትታትን፡ ዝርርብ ምስ ዋና ኣካያዲ ኣፍሪከውዝ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ። · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-10
- "ኢትዮጵያ፥ ልኡላዊ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕራ ዳግማይ ንምርካብ ብሓይሊ'ውን ቈሪጻ ኣላ።" ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ። (ዜና 10 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-09
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-09
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (09 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-09
- ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ገደብ ምንቅስቓስ ተሽከርከርቲ ተነቢሩ። (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-08
- ኣድመጽቲ ንኣጀንዳ ትራምፕ ነጺጎሞ። ንሱ ግን ሕጂ ንሓደ ካብ እኽረርቲ ማጋ (MAGA) ሓለቓ ስታፍ ክኸውን ሰምይዎ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-08
- ምርጫ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ- ኣመታቱን ተሳትፎ ኣፍሪቃውያንን ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ቶማስ ኣርኣያ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-05
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝት ትግርኛ (05 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-05
- ኣብ ኣሜሪካ ታሪኽ ዝተሰርሓሉ ኮንግረስ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ሰልፊ ዲሞክራትስ ኣትዩ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-04
- ኢትዮጵያ ሽዱሽተ ዲፕሎማሰኛታት ሱዳን ሰጒጓ። (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-04
- ግብጽን ሱዳንን፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፈለግ ናይል እትወስዶ ዘላ "በይናዊ ስጕምቲ" ብትሪ ከም ዝነጽጋኦ ኣፍሊጠን። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (4 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-03
- Be prepared for snake season in Australia - ምድላው ንወቕቲ ኣትማን ኣውስትራሊያ፥ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-03
- ፈላማይ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ሶማሊላንድ ንፕረዚደንት ብወግዒ ወረቐቱ ኣቕሪቡ፡ (ጸብጻብ)፡ SBS ትግርኛ (03 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-02
- ኣሜሪካውያን ኣብ መፋርቕ ምርጫ ንመን’ዮም ዝመርጹ ዘለዉ፧ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-02
- ኣሜሪካ ተድምጽ፣ ድሕሪ ትራምፕ እንታይ’ዩ ክመጽእ ዝብል ሪፓብሊካውያን ዝምልስዎ ዝዓበየ ሕቶ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-02
- ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ኤስቢኤስ ትግርኛ (2 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-02
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (2 ሕዳር 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-02
- Victorian election and migrant communities - ምርጫ ቪክቶርያን መጻእቲ (ናይ ደገ) ማሕበረሰባትን · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-02
- ኣሜሪካ ኣብ ኣርሲ ዝተፈጸመ ቅትለት ኮኒና መርመራ ክካየድ ጸዊዓ (ጸብጻባት) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-11-02
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-29
- ስፐይን ልዑል ቁጽሪ ሞት ዘስዓበ ሓደጋ ባቡር ኣጋጢምዋ፣ ሰለስተ መዓልታት ሓዘን ከተኽብር'ያ - ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-29
- ሩስያ ምስ ኤርትራ ክዓርቃ ቅርብቲ'የ ኢላ ደጊማ ኣብ ዘረጋገጸትሉ ንኢትዮጵያ ነፈርቲ ኩናት ኣረኪባታ፣ ጸረ ኣየር ሚሳይላት'ውን ከተቐብላ'ያ (ጸብጻባት) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-28
- እስራኤል ድምጽታት ትቖጽር፣ መን ክመርሓ'ዩ ግን ገና ንጹር ኣይኮነን - ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-28
- Could Victoria shift right after 12 years of Labor? - ኣውስትራልያዊት ግዝኣት ቪክቶርያ ድሕሪ ናይ 12 ዓመታት መሪሕነት ሰልፊ ለይበር ናብ የማን ክትቅይር ድያ፧ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-28
- ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-26
- How people shape change, and why your voice matters | How Australia Works - ሰባት ንለውጢ ከመይ ይቐርጽዎን ድምጽኹም ንምንታይ የገድስን | How Australia Works · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-26
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-26
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-26
- ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ዞባ ዘሎ ጸጥታዊ ብድሆታት ንሓድሕዱ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ኣጠንቂቑ (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-26
- ናይጀርያ ኣብ 10 ዓመት ናይ ፈለማ ሕሙም ኢቦላ ድሕሪ ምርካባ ኣፍሪቃ ‘ዝተሓላለኸ’ ለበዳ ይጽበያ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-25
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (22 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-22
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (22 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-22
- ኤርትራ ንጻውዒት ሰላምን ምትሕብባርን ምስ ኢትዮጵያ ምላሽ እንተዘይሂብ "ኣዝዩ ከቢድ፡ ከቢድ ፡ ከቢድ ሳዕቤን" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ሓጸርቲ ዜናታት 21 ጥቅምቲ ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-20
- “ተበራቢረ፡ ንገዛእ ርእሰይ ድማ ረኺበያ’ለኹ።” ሃይለ ገብሩ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-20
- ኣባል ባይቶ ኣውስትራሊያ ብማኪና ተጋጭያ፡ ፖሎቲካዊ ምንህሃር ከይህሉ መጠንቀታታት ቀሪቡ፡ (ዕለታዊ SBS ዜና ትግርኛ 20 ጥቅምቲ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-19
- How laws change, and why it takes time | How Australia Works - ሕግታት ከመይ ይቕየሩ፡ ንምንታይ ከ ግዜ ይወስድ፧ | How Australia Works · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-19
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (19 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-19
- ን ኢትዮጵያ ዝገጥምዋ ዘለዉ ዕጡቓት፡ 'ሓይልታት ምግንጻል' ክብል ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ሩብዮ ገሊጽዎም፡ (ዕለታዊ ዜና 19 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-19
- "ሰራዊት ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዘዋፍሩሉ እዋን፡ እቲ ኩነታት ናብ ዝሰፍሐ ግጭት ክዓቢ ዝኽእለሉ ሓደጋ ኣሎ።" ማርኮ ሩብዮ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-18
- Are immigration cuts an economic solution or a political strategy? - ምንካይ ቁጽሪ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ቁጠባዊ ፍታሕ ድዩ ወይስ ፖለቲካዊ ስትራተጂ? · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-18
- ሩስያ፡ ንኢትዮጵያን ኤርትራን ክትሽምግል ተበጊሳ። (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-18
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-15
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-15
- “ሰራዊት ኣብይ ንዓሰብ ክሕዝ ከምዘይክእል ሚእቲ ካብ ሚእቲ ርግጸኛ’የ።” ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-14
- ሰራዊት ፌደራል ኢትዮጵያ ናብታ ኣብ ጥቓ ዶብ ኤርትራ እትርከብ ከተማ ዛላንበሳ ተጸጊዖም። (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-14
- መስርሕ ፍርዲ ናይታ ኣብ ጀርመን ኣካላታ ተቖራሪጹ ዝተረኽበ ኤርትራዊት ስደተኛ ጀሚሩ። ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (14 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-14
- ለውጢ ኣብ ቪዛታት ናይ ኣውስትራሊያ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-14
- ስዑዲ ዓረብ ኣብ መዓርፎ ነፈርታ ሑቲ ንዝፈጸሞ ማዕበል መጥቃዕቲ ድሮናት ሕነ ከምትፈዲ ኣፍሊጣ። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS 13 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-12
- How laws are made, and how they affect you | How Australia Works - ሕግታት ከመይ ይወጹ፡ ንዓኹም ከ ከመይ ይጸልውኹም፧| How Australia Works · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-12
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (12 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-12
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (12 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-12
- ትራምፕ ንምንታይ’ዩ ንዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን (ICC) ማዕቀብ ዝገብረሉ ዘሎ፧ ንኣውስትራልያ’ኸ እዚ እንታይ ማለት’ዩ፧ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-11
- "ተኣምራታዊ ጸረ መጥቃዕቲ ክንፍኑ ኢና።" መራሕቲ ህወሓት ካብ ዘይተገልጸ ከባቢ። (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-11
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (08 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-08
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (08 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-08
- ኢትዮጵያ ንኤርትራ ወተሃደራታ ካብ ኢትዮጵያ ብህፁፅ ክትስሕብ ሓቲታ: ኤርትራ ብወገና ነዚ ክሲ ምላሽ ሂባ። (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-07
- 'ዮርዳኖስ ተወልደመድህን፡ ብምኽንያት እምነታ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይታ ኣላ።' ተጣባቒ እሱራት ሃኒባል ዳኒኤል · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-06
- ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (07 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-06
- ብድሆን ሜላን ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ወጻኢ ምስ ኪኢላ'ዚ ዓውዲ ዶክቶር ዮሃንስ ፍስሃ። · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-06
- "ንጸላእትና ዘገድሶም ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከይትነግስ ጥራይ'ዩ።" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ሓጸርቲ ዜና SBS ትግርኛ 6 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-05
- Why power is split, and how that protects you | How Australia Works - ንምንታይ'ዩ ስልጣን ዝከፋፈል፡ ከምኡ ምዃኑ ኸ ንዓኹም ከመይ ይሕልወኩም፧ | How Australia Works · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-05
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (05 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-05
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (05 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-05
- ግብጺ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ሶማልያን ናይ ሓባር ዉሳኔአን ኣፍሊጠን… ጸብጻብ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-04
- መስርሕ ምምኽኻር ክለሳ SBS ጀሚሩ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-04
- Seismic: The Manchester City scandal and what happens now? - ዘንቀጥቅጥ፡ ውርደት ማንቸስተር ሲቲን መጻኢ ኣንፈቱን፧ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-04
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (01 ጥቅምቲ 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-01
- መብዛሕትኦም እስራኤላውያን ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ክትወድቕ ተሓሲቡ ዝነበረ መደብ ፈሺሉ፡ (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 01 ጥቅምቲ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-10-01
- ሓደ ሰሙን ዝሓለፎ ሓድሕዳዊ ኲናት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እናሓየለ ይኸይድ ኣሎ ። (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-30
- "ኣብ ሆስፒታላት ኮረምን ኣላማጣን ዝኣተዉ ጉዳኣት ውግእ፡ ቍጽሮም ክሳብ 420 በጺሑ።" ሓካይም ብዘይ ዶብ፡ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-30
- መጠን ወለድ ልቓሕ ኣብዚ ዓመት ንራብዓይ ግዚኡ ወሲኹ፡ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-29
- ኣባላት ጸጥታ ፈደራል ዝርከብዎም ወከልቲ ትካላት ካብ ትግራይ ከምዝወጻኡ ተፈሊጡ ... ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (29 መስከረም 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-29
- Who really runs Australia, and where you fit in | How Australia Works - ኣውስትራልያ መን’ዩ ብሓቂ ዘካይዳን ዝመርሓን፣ ቦታኹም ከ ኣበይ’ዩ፧ | How Australia Works · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-28
- You are already inside the system | How Australia Works - እዛ ሃገር ኣብ ትጥቀመሉ ኣስራርሓ ሕጊ እትዋት ኢኹም | How Australia Works · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-28
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (28 መስከረም 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-28
- ጃፓን፥ ኣብዚ ዓመት 100 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም 100 ሽሕ ሰባት ዘለዉዋ ሃገር ብምዃን ክብረወሰን ሰይራ። · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-28
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 መስከረም 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-28
- ዓዀዄይ ዓዀዄይ ኲናት ውፃእ ሰላም እቶ . . . · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-28
- ክንደይ ዝኣክል ሓበሬታ ጥዕና'ዩ OpenAI ብዝውንኖ AI Agent ተሰሪቑ፧ ብዛዕባ'ቲ ምስርሳር (hack) ኩሉ'ቲ ሓቂ ተነጊሩና ድዩ፧ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-27
- ኣብ መደበር ቴሌቪዥን ትግራይ መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመ ተገሊጹ። ውግእ ኣብ ወሰን ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ቀጺሉ፤ (ጸብጻብ) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-27
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (24 መስከረም 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-24
- ንጥፈታት ፐን ኤርትራን ምሽላም ጸሓፊ እምነቱ ተስፋይን፡ ዝርርብ ምስ ኣቦ መንበር ዓወት ፍስሃየ · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-24
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (24 መስከረም 2026) · SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ · 2026-09-24

